Episode Synopsis "ፈነወ ትግርኛ ቀዳም"
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
Listen "ፈነወ ትግርኛ ቀዳም"
More episodes of the podcast VOA Tigrigna
- መበል 7ይ ዓመት ምምስራት ጉጅለ ባህሊ ትግራይ ተኸቢሩ
- ኤርትራ:ሃይማኖታዊ በዓላት ኣብ መስሕብ ቱሪዝም ኣገዳስነት ከምዘለዎ ተገሊጹ
- ፈነወ ትግርኛ ሰኑይ
- ፈነወ ትግርኛ ቀዳም
- መልእኽቲ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ብምክንያት በዓል መስቀል
- ፈነወ ትግርኛ ዓርቢ
- መደረ ፕረ. ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ መበል 74 ሓፈሻዊ ዋዕላ ሕ/ሃ
- ፈነወ ትግርኛ ሓሙስ
- ፀገም ዝስተ ማይ ከቃልል ትጽቢት ዝተገበረሉ ፕሮጀክት ግባ ህንጸት ጀሚሩ
- ወሃብቲ ርእይቶ ድምጺ ኣሜሪካ 25 መስከረም,2019
- ኣብ ምክልካል ጎዳእቲ ልምድታት ዘተኾረ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ደሴ ተኻይዱ
- ምርኢት ሞዴል መቐለ